Imam Ahmad : 15216
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ قَالَ حَدَّثَنَا مَعْمَرٌ عَنِ الزُّهْرِيِّ عَنْ عَبْدِ الرَّحْمَنِ بْنِ كَعْبِ بْنِ مَالِكٍ قَالَ قَالَتْ أُمُّ مُبَشِّرٍ لِكَعْبِ بْنِ مَالِكٍ وَهُوَ شَاكٍ اقْرَأْ عَلَى ابْنِي السَّلَامَ تَعْنِي مُبَشِّرًا فَقَالَ يَغْفِرُ اللَّهُ لَكِ يَا أُمَّ مُبَشِّرٍ أَوَلَمْ تَسْمَعِي مَا قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّمَا نَسَمَةُ الْمُسْلِمِ طَيْرٌ تَعْلُقُ فِي شَجَرِ الْجَنَّةِ حَتَّى يُرْجِعَهَا اللَّهُ عَزَّ وَجَلَّ إِلَى جَسَدِهِ يَوْمَ الْقِيَامَةِ قَالَتْ صَدَقْتَ فَأَسْتَغْفِرُ اللَّهَ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ማዓማር] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [ዓብዱራሕማን ቢን ከዓብ ቢን ማሊክ] ከምዚ ኢሉ፤ [ኡሙ ሙባሲር] ን[ካኣብ ቢን ማሊክ] ሓሚሙ ከሎ፡ ንወደይ ሰላምታ ሙባሲር ኣንብቦ በሎ። ሽዑ -ከዓብ ቢን ማሊክ ራድልያልሁዓንሁ- ከምዚ ኢሉ፤ ኣላህ ይቕረ ይብለልካ ኦ ኡሙ ሙባሲር ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ዝበልዎ ዶ ኣይሰማዕኩምን ዲኹም: መንፈስ ኣስላማይ ክነፍርን ድሕሪኡ ኣብ ኦም ገነት ክቕመጥን እዩ ክሳብ ኣላህ ዓዛዋጃላ ኣብ መዓልቲ ፍርዱ ናብ ስጋኡ ዝመልሶ። ይብል፤ ሓቅኻ ኢኻ ንኣላህ ይቕሬታ ይልምኖ ኣለኹ።