Imam Ahmad : 14968
حَدَّثَنَا أَسْوَدُ بْنُ عَامِرٍ حَدَّثَنَا هُرَيْمٌ عَنْ إِسْمَاعِيلَ عَنْ قَيْسِ بْنِ أَبِي حَازِمٍ عَنْ أَبِيهِ أَنَّهُ كَانَ فِي الشَّمْسِ فَأَمَرَهُ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنْ يَتَحَوَّلَ إِلَى الظِّلِّ أَوْ يُجْعَلَ فِي الظِّلِّ
ነጊሩና ኣሎ [ኣስዋድ ቢን ዓሚር] ካብ [ኢስማዒል] ካብ [ቃይስ ቢን ኣቡ ሓዚም] ካብ [ኣቡኡ] ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ከም ዝነበረን ነቢይ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ድማ ናብ ጽላል ዘለዎ ቦታ ክግዕዝ ከም ዝነገሮ ወይ ናብ ጽላሎት ዘለዎ ቦታ ክግዕዝ ሓቲትዎ [ሑሬም] ካብ [እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ።