Imam Ahmad : 14949
حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ سَعِيدٍ عَنْ شُعْبَةَ قَالَ حَدَّثَنِي مَنْصُورٌ عَنْ تَمِيمِ بْنِ سَلَمَةَ عَنْ عُبَيْدِ بْنِ خَالِدٍ وَكَانَ مِنْ أَصْحَابِ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ مَوْتُ الْفَجْأَةِ أَخْذَةُ أَسَفٍ وَحَدَّثَ بِهِ مَرَّةً عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ
ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ሰዒድ] ካብ [ስዩባ] ከምዚ ኢሉ፤ ንዓይ [መንሱር] ካብ [ታሚም ቢን ሰላማ] ካብ [ዑበይድ ቢን ካሊድ] ሓደ ካብ ሰሓባ ናይ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ምዃኑ ነጊሩኒ ኣሎ ኢሉ፤ 'ሃንደበታዊ ሞት ህይወት ምውሳድ ዘሕዝን መንገዲ እዩ - ማለት ሞት ካፍር -' ሓደ እዋን ድማ እዚ ሓዲስ ካብ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዝኾነ ተዛሪቡ።