Imam Ahmad : 14904
حَدَّثَنَا هُشَيْمٌ أَخْبَرَنَا أَبُو بَلْجٍ عَنْ مُحَمَّدِ بْنِ حَاطِبٍ الْجُمَحِيِّ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَصْلٌ بَيْنَ الْحَلَالِ وَالْحَرَامِ الدُّفُّ وَالصَّوْتُ فِي النِّكَاحِ
ነጊሩና ኣሎ [ሑስያም] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ባልጅ] ካብ [መሓመድ ቢን ሃቲብ ኣል ጁማሂ] ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂዋሳላም ከምዚ ኢሎም: 'ሓላል ካብ ሓራም ዝፈልዮ ድፋዕን ኣብ መርዓ ዝስማዕ ድምጽን እዩ'።