Imam Ahmad : 14284
حَدَّثَنَا أَبُو الْمُغِيرَةِ حَدَّثَنَا الْأَوْزَاعِيُّ حَدَّثَنِي يَحْيَى بْنُ أَبِي كَثِيرٍ حَدَّثَنِي عُبَيْدُ اللَّهِ بْنُ مِقْسَمٍ حَدَّثَنِي جَابِرُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ قَالَ كُنَّا مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَمَرَّتْ بِنَا جَنَازَةٌ فَقَامَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَقُمْنَا مَعَهُ فَذَهَبْنَا لِنَحْمِلَهَا إِذَا هِيَ جَنَازَةُ يَهُودِيَّةٍ فَقُلْنَا يَا رَسُولَ اللَّهِ إِنَّهَا جَنَازَةُ يَهُودِيَّةٍ قَالَ إِنَّ لِلْمَوْتِ فَزَعًا فَإِذَا رَأَيْتُمْ الْجِنَازَةَ فَقُومُوا لَهَا
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣል ሙጊሮ] ነጊሩና ኣሎ [ኣልዓውዛኢ] ነጊሩኒ ኣሎ [ያሕያ ቢን ኣቡ ካትሲር] ነጊሩኒ ኣሎ [ዑባይዱሎ ቢን ሚቅሳም] ነጊሩኒ ኣሎ [ጃቢር ቢን ዓብደላ] ከምዚ ኢሉ፤ ምስ ረሱሉላሁዓለይሂ ዋሰላም ኣብ ዝነበርናሉ እዋን ሓደ ሬሳ ሓለፈ። ሽዑ ረሱሉላህ ሻላሁዓላይሂ ዋሰላም ተንሲኡ፡ ንሕና ድማ ስዒብና ክንቀርቦ ከለና፡ እዚ ድማ ሬሳ ናይ ሓደ ኣይሁዳዊ ኮይኑ ተረኺቡ። ንሕና ሓቲትናዮ ኦ ረሱል ንሱ ሬሳ ናይ ሓደ ኣይሁዳዊ - ነቢ ሰለላሁዓላይሂ ዋሰላም - 'ብሓቂ ሞት ኣዝዩ ዘፍርሕ እዩ ሬሳ እንተርኢኻ ብሰንኩ ደው በል' ኢሎም።