Imam Ahmad : 14263
حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ الْحَارِثِ حَدَّثَنِي ثَوْرُ بْنُ يَزِيدَ عَنْ سُلَيْمَانَ بْنِ مُوسَى عَنْ عَطَاءِ بْنِ أَبِي رَبَاحٍ عَنْ جَابِرِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ قَالَ سَأَلَ رَجُلٌ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ عَنْ وَقْتِ الصَّلَاةِ فَقَالَ صَلِّ مَعِي فَصَلَّى رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ الصُّبْحَ حِينَ طَلَعَ الْفَجْرُ ثُمَّ صَلَّى الظُّهْرَ حِينَ زَاغَتْ الشَّمْسُ ثُمَّ صَلَّى الْعَصْرَ حِينَ كَانَ فَيْءُ الْإِنْسَانِ مِثْلَهُ ثُمَّ صَلَّى الْمَغْرِبَ حِينَ وَجَبَتْ الشَّمْسُ ثُمَّ صَلَّى الْعِشَاءَ حِينَ غَيْبُوبَةِ الشَّفَقِ ثُمَّ صَلَّى الصُّبْحَ فَأَسْفَرَ ثُمَّ صَلَّى الظُّهْرَ حِينَ كَانَ فَيْءُ الْإِنْسَانِ مِثْلَهُ ثُمَّ صَلَّى الْعَصْرَ حِينَ كَانَ فَيْءُ الْإِنْسَانِ مِثْلَيْهِ ثُمَّ صَلَّى الْمَغْرِبَ قَبْلَ غَيْبُوبَةِ الشَّفَقِ ثُمَّ صَلَّى الْعِشَاءَ فَقَالَ بَعْضُهُمْ ثُلُثَ اللَّيْلِ وَقَالَ بَعْضُهُمْ شَطْرَهُ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ኣል ሓሪት] ነጊሩኒ ኣሎ [ጻውር ቢን ያዚድ] ካብ [ሱሌማን ቢን ሙሳ] ካብ [‘ኣቶ’ ቢን ኣቡ ሮባ] ካብ [ጃቢር ቢን ዓብደላ] ከምዚ ኢሉ፤ ሓደ ሰብኣይ ኔሩ ንረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ብዛዕባ ናይ ሰላት ግዜ ዝሓተተ ፡ ምሳይ ጸሎት ግበር ፡ ብድሕሪኡ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሰላት ንግሆ ምስ ወግሐት ፡ ድሕሪኡ ጸሓይ ምስ ተጠውየት ናይ ፍርቂ መዓልቲ ሰላት ፡ ድሕሪኡ ናይ ድሕሪ ቀትሪ ሰላት ምስሊ ናይ ሓደ ሰብ ምስታ ናይ ብሓቂ ምስ ዓረበት ፡ ድሕሪኡ ጸሓይ ምስ ዓረበት እታ ናይ መግሪብ ሰላት ድሕሪኡ እታ እቲ ኣብ ሰማይ ዝነበረ ቀይሕ መብራህቲ ምስ ጠፍአ ጸሎት ምሸት። ንጽባሒቱ ንጉሆ ጸሎት ብርሃን ምስ ኮነ፡ ቀጺሉ ናይ ሓደ ሰብ ጽላሎት ዕብየቱ ምስ ዝኸውን ጸሎት ፍርቂ መዓልቲ፡ ቀጺሉ ናይ ሓደ ሰብ ጽላሎት ዕጽፊ ዕጽፊ ምስ ዝኸውን ናይ ድሕሪ ቀትሪ ጸሎት፡ ድሕሪኡ ኣብ ሰማይ ዝነበረ ቀይሕ መብራህቲ ቅድሚ ምጥፋኡ ሰላት ማግሪብ፡ ቀጺሉ ናይ ምሸት ጸሎት። ገሊኦም ድማ፤ ኣብ ሳልሳይ ክፋል ለይቲ ገለ ካልኦት ድማ፤ ፍርቂ ለይቲ።