Apa yang telah ditetapkan allah pasti akan terjadi
Imam Ahmad : 13826
حَدَّثَنَا هَاشِمٌ حَدَّثَنَا زُهَيْرٌ حَدَّثَنَا أَبُو الزُّبَيْرِ عَنْ جَابِرٍ قَالَ جَاءَ رَجُلٌ إِلَى رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ إِنَّ لِي جَارِيَةً وَهِيَ خَادِمُنَا وَسَايِسَتُنَا أَطُوفُ عَلَيْهَا وَأَنَا أَكْرَهُ أَنْ تَحْمِلَ قَالَ اعْزِلْ عَنْهَا إِنْ شِئْتَ فَإِنَّهُ سَيَأْتِيهَا مَا قُدِّرَ لَهَا قَالَ فَلَبِثَ الرَّجُلُ ثُمَّ أَتَاهُ فَقَالَ إِنَّ الْجَارِيَةَ قَدْ حَمَلَتْ قَالَ قَدْ أَخْبَرْتُكَ أَنَّهُ سَيَأْتِيهَا مَا قُدِّرَ لَهَا
ነጊሩና ኣሎ [ሓሲም] ነጊሩና ኣሎ [ዙሃየር] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣዝ ዙበይር] ካብ [ጃቢር] ኢሉ፤ ሓደ ሰብኣይ ናብ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም መጸ፡ ሽዑ ከምዚ ኢሉ፤ ጃርያ -ባርያ- ኣላትኒ፡ ንሳ ሰራሕተኛናን እታ ማይ እትህበና ኣገልጋሊትን እያ፡ ናብኣ ከይደ -ሰሳቐያ- ግን ጥንሲ ኣይፈቱን እየ። ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:- ‘ማዓዝላህ - ካብ ስጋዊ ርክብ ጓል ኣንስተይቲ ወጻኢ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ምፍናው - እንተደሊኻ!፣ ብሓቂ እቲ ንዓኣ ዝተመደበሉ ክኸውን እዩ’፣ -ጃቢር ቢን ዓብደላ ራድልያላሁዓንሁማ- ከምዚ ኢሉ፤ ሽዑ እቲ ሰብኣይ ተበጊሱ ከም ብሓድሽ ናብ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም መጸ፣ ድሕሪኡ ከምዚ በለ፤ ብሓቂ ጓለይ ባርያይ ነፍሰጾር እያ። -ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም- ከምዚ ኢሎም: 'እቲ ንዕኡ ክኸውን ዝተመደበሉ ኣይበልኩኻን ድየ?'.