Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Ahmad : 12538

حَدَّثَنَا بَهْزٌ حَدَّثَنَا أَبُو هِلَالٍ حَدَّثَنَا قَتَادَةُ عَنْ أَنَسٍ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا يَزَالُ الْعَبْدُ بِخَيْرٍ مَا لَمْ يَسْتَعْجِلْ قَالُوا يَا رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كَيْفَ يَسْتَعْجِلُ قَالَ يَقُولُ دَعَوْتُ رَبِّي فَلَمْ يَسْتَجِبْ لِي

ሕጂ ውን ከምቲ ዝሓለፈ ሓዲስ ካብ [ኣናስ ቢን ማሊክ ረ.ዓ.] ዝመጸ ናይ ምትሕልላፍ መንገዲ እናሓለፉ ከምዚ በለ: ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂ ዋሰላም 'ሓደ ባርያ ገና ኣብ ሰናይ እዩ ክሳብ ዘይተሃወኸ - ብታህዋኽ -' ኢሎም እቶም ሰሓባ ኦ ረሱሉላህ ከመይ ተሃዊኹ - ብሃውሪ -?, ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂ ወሰላም ከምዚ ኢሎም:: 'ማለት ሓደ ባርያ ከምዚ በለ: ናብ ጎይታይ ጸለኹ ንሱ ግን ኣይመጸን። ፍቐዱለይ'።