Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Ahmad : 12434

حَدَّثَنَا وَكِيعٌ عَنْ سُفْيَانَ عَمَّنْ سَمِعَ أَنَسًا يَقُولُ مَرَّ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِسَعْدٍ وَهُوَ يَدْعُو بِأُصْبُعَيْنِ فَقَالَ أَحِّدْ يَا سَعْدُ

ንዓና [ዋኪ’] ካብ [ሱፍያን] ካብ [ሓደ] ሰብ ተነጊሩና ኣሎ ሓደ እዋን [ኣናስ] ክብል ዝሰምዐ፡ ረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ዎሰላም ሓደ እዋን ክልተ ኣጻብዕቲ ኣልዒሉ ዝጽሊ ዝነበረ ሰዓድ ሓሊፉ ንሱ ድማ ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም ሓንቲ ኣጻብዕቲ ተጠቐም ኦ ሰዓድ’ ኢሉ።