Imam Ahmad : 12175
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ أَخْبَرَنَا سُفْيَانُ عَنْ جَابِرٍ عَنْ خَيْثَمَةَ عَنْ أَنَسٍ قَالَ دَخَلَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ عَلَى زَيْدِ بْنِ أَرْقَمَ يَعُودُهُ وَهُوَ يَشْكُو عَيْنَيْهِ قَالَ كَيْفَ أَنْتَ لَوْ كَانَتْ عَيْنُكَ لِمَا بِهَا قَالَ إِذًا أَصْبِرُ وَأَحْتَسِبُ قَالَ لَوْ كَانَتْ عَيْنُكَ لِمَا بِهَا لَلَقِيتَ اللَّهَ عَزَّ وَجَلَّ عَلَى غَيْرِ ذَنْبٍ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ጃቢር] ካብ [ቆይትሳማ] ካብ [ኣናስ] ኢሉ፡ ነቢ ሰለላሁዓለይሂ ወሰላም ምስ ዛይድ ቢን ኣርቃም ተራኺቦም፡ ብሰንኪ ቃንዛ ክልቲኡ ኣዒንቶም በጺሖምዎ። -ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂ ወሰላም- 'ከመይ ኣለኻ፡ ኣብ ዓይንኻ ዘጋጠመ ነገር'ከ?' ኢሉ ሓተተ፡ -ዛይድ ቢን ኣርቃም- ብዛዕባ እቲ መዓት፡ ተዓጊሰ ተቐቢለ' -ረሱሉላህ ሻላሁዓለይሂ ወሰላም- 'ኣዒንትኻ እንተተተንኪፈን፡ ሽዑ ምስ ኣላህ 'ኣዛ ዋጃላ ብዘይ ሓጢኣት ክትራኸብ ኢኻ' ኢሉ።