Imam Ahmad : 11660
حَدَّثَنَا إِسْمَاعِيلُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ حَدَّثَنَا ابْنُ عَوْنٍ أَخْبَرَنَا أَنَسُ بْنُ سِيرِينَ عَنْ عَبْدِ الْحَمِيدِ بْنِ الْمُنْذِرِ بْنِ الْجَارُودِ عَنْ أَنَسِ بْنِ مَالِكٍ قَالَ صَنَعَ بَعْضُ عُمُومَتِي لِلنَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ طَعَامًا فَقَالَ يَا رَسُولَ اللَّهِ إِنِّي أُحِبُّ أَنْ تَأْكُلَ فِي بَيْتِي وَتُصَلِّيَ فِيهِ قَالَ فَأَتَاهُ وَفِي الْبَيْتِ فَحْلٌ مِنْ تِلْكَ الْفُحُولِ فَأَمَرَ بِجَانِبٍ مِنْهُ فَكُنِسَ وَرُشَّ فَصَلَّى وَصَلَّيْنَا مَعَهُ
ነጊሩና ኣሎ [ኢስማዒል ቢን ኢብራሂም] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ዓን] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ኣናስ ቢን ሲሪን] ካብ [ዓብዱል ሓሚድ ቢን ኣል ሙንድዚር] ካብ [ኣናስ ቢን ማሊክ] ኢሉ፤ 'ገለ ካብ ኣኮታተይ ንረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም መግቢ ሰሪሐንኦ፡ ድሕሪኡ ኣናስ ከምዚ በሎ: 'ኦ ረሱሉላህ ብሓቂ ኣብ ገዛይ እንተበሊዕካን እንተትሰግድን ምተሓጎስኩ' በለ ዓብዱል ሓሚድ፤ 'ድሕሪኡ ናብ ገዝኡ መጸ፡ ኣብ ገዝኡ ፈረስ እናሃለወ፡ ኣብ ጎኒ እቲ ፈረስ ቦታ ክዳሎ ኣዘዘ። ሽዑ እቲ ቦታ ተጸሪጉ ማይ ተነጺጉ፣ ንሱ ድሕሪኡ ጸለየ ንሕና ድማ ብድሕሪኡ ጸሊና’።