Imam Ahmad : 10895
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ قَالَ حَدَّثَنَا مَعْمَرٌ عَنْ سُهَيْلِ بْنِ أَبِي صَالِحٍ عَنِ ابْنِ أَبِي سَعِيدٍ عَنْ أَبِي سَعِيدٍ الْخُدْرِيِّ قَالَ قَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا تَثَاءَبَ أَحَدُكُمْ فِي الصَّلَاةِ فَلْيَضَعْ يَدَهُ عَلَى فِيهِ فَإِنَّ الشَّيْطَانَ يَدْخُلُ مَعَ التَّثَاؤُبِ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ማዓመር] ካብ [ሱሃይል ቢን ኣቡ ሳልሕ] ካብ [ኢብኑ ኣቡ ሰዒድ] ካብ [ኣቡ ሰዒድ ኣል ኹድሪ] ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ሓደ ካባኻትኩም ኣብ ግዜ ሰላት እንተ ሃሰስ ኢዱ ኣብ ልዕሊ ኣፉ ይሽፍኖ: ምኽንያቱ ብሓቂ ዲያብሎስ ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ክኣቱ ይኽእል እዩ::