Imam Ahmad : 10634
حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ وَهْبٍ عَنْ عَمْرِو بْنِ الْحَارِثِ عَنْ دَرَّاجٍ عَنْ أَبِي الْهَيْثَمِ عَنْ أَبِي سَعِيدٍ الْخُدْرِيِّ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا حَلِيمَ إِلَّا ذُو عِزَّةٍ وَلَا حَكِيمَ إِلَّا ذُو تَجْرِبَةٍ
ነጊሩና ኣሎ [ቁታይባ] ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ዋህብ] ካብ [ዓምሩ ቢን ኣል ሓሪስ] ካብ [ዳራጅ] ካብ [ኣል ሃይትሳሚ] ካብ [ኣቡ ሰዒድ ኣል ኹድሪ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ‘ብዘይካ እቶም ውርዝይና ዘለዎም ለውሃት የለን ብዘይካ እቶም ተመኩሮ ዘለዎም ድማ ጥበብ የለን’ ኢሉ።