Keutamaan berwudhu: mereka bersinar wajahnya dan bercahaya karena bekas wudhu
Imam Ahmad : 10360
حَدَّثَنَا عَبْدُ الْمَلِكِ بْنُ عَمْرٍو حَدَّثَنَا فُلَيْحٌ عَنْ نُعَيْمِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ أَنَّهُ رَقِيَ إِلَى أَبِي هُرَيْرَةَ عَلَى ظَهْرِ الْمَسْجِدِ فَوَجَدَهُ يَتَوَضَّأُ فَرَفَعَ فِي عَضُدَيْهِ ثُمَّ أَقْبَلَ عَلَيَّ فَقَالَ إِنِّي سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ إِنَّ أُمَّتِي يَوْمَ الْقِيَامَةِ هِيَ الْغُرُّ الْمُحَجَّلُونَ مِنْ أَثَرِ الْوُضُوءِ مَنْ اسْتَطَاعَ أَنْ يُطِيلَ غُرَّتَهُ فَلْيَفْعَلْ لَا أَدْرِي مِنْ قَوْلِ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَوْ مِنْ قَوْلِ أَبِي هُرَيْرَةَ
[ዓብዱልማሊክ ቢን ዓምሩ] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ሓቢሩና ኣሎ [ፉላይሕ] ካብ [ኑዒም ቢን ዓብደላ] ሓደ እዋን ኣብ ቅድሚ መስጊድ ምስ [ኣቡ ሑረይራ] ዝተራኸበ ምስቲ ውዱእ ዝገብር ዝነበረ፣ ድሕሪኡ ኣቡ ሑረይራ ቅልጽሙ ኣልዒሉ ኣካላቱ ናባይ ገጹ ኣቕኒዑ፣ ድሕሪኡ ከምዚ ኢሉ፤ ብሓቂ ረሱል (ሰ.ዓ.ወ) ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም:- ብሓቂ ኣብ መዓልቲ ቂያም ኡማየይ ብሰንኪ እቲ ንውዱቕ ዝውዕል ማይ ጻዕዳ ክበርህ እዩ: ስለዚ ብርሃኑ ከናውሕ ዝኽእል ከምኡ ክገብር ኣለዎ’:: ካብ ቃላት ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ድዩ ወይስ ኣቡ ሑረይራ ኢዩ ኣይፈልጥን።