Imam Ahmad : 8844
حَدَّثَنَا عَتَّابُ بْنُ زِيَادٍ قَالَ حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ الْمُبَارَكِ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ لَهِيعَةَ بْنِ عُقْبَةَ وَعَنْ يَزِيدُ بْنُ أَبِي حَبِيبٍ عَنْ لَهِيعَةَ بْنِ عُقْبَةَ عَنْ أَبِي الْوَرْدِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ وَإِيَّاكُمْ وَالْخَيْلَ الْمُنَفِّلَةَ فَإِنَّهَا إِنْ تَلْقَ تَفِرَّ وَإِنْ تَغْنَمْ تَغْلُلْ
ነጊሩና ኣሎ [ዓጣብ ቢን ዚያድ] ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ኢብኑል ሙባረክ] ካብ [ዓብደላ ቢን ላሒዓ ቢን ዑቕባ] ከምኡ’ውን [ያዚድ ቢን ኣቢ ሓቢብ] ካብ [ላሂዓ ቢን ዑቕባ] ካብ [ኣቡ ኣልዋርድ] ካብ [ኣቡ ሑራይራ] ከምዚ ኢሎም፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም: 'ካብቶም ብዕላማ ጋኒማ እትቃለሱ ርሓቑ: ምኽንያቱ ብሓቂ ምስ ጸላኢ እንተተራኺቡ ንድሕሪት ክጎዪ እዩ: ጋኒማ እንተረኺቡ ድማ የታልል -ቅድሚ ምምቃሉ ጋኒማ ይወስድ: ፔንት-'።