Imam Ahmad : 8121
حَدَّثَنَا يُونُسُ حَدَّثَنَا لَيْثٌ عَنِ ابْنِ عَجْلَانَ عَنْ سُمَيٍّ مَوْلَى أَبِي بَكْرٍ عَنْ أَبِي صَالِحٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ شَكَا أَصْحَابُ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِلَيْهِ مَشَقَّةَ السُّجُودِ عَلَيْهِمْ إِذَا تَفَرَّجُوا قَالَ اسْتَعِينُوا بِالرُّكَبِ قَالَ ابْنُ عَجْلَانَ وَذَلِكَ أَنْ يَضَعَ مِرْفَقَهُ عَلَى رُكْبَتَيْهِ إِذَا أَطَالَ السُّجُودَ وَأَعْيَا
ነጊሩና ኣሎ [ዩኑስ] ነጊሩና ኣሎ [ላይትስ] ካብ [ኢብን ዓጅላን] ካብ [ሱማይ ባርያ ኣቢበከር] ካብ [ኣቡ ሳልሕ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ኢሉ፤ ሰሓባ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ኣእዳዎም ካብ መሰንገለኦም ከርሕቑ ከብዶም ድማ ካብ ምዕጉርቶም ከንቀሳቕሱ እንተድኣ ተገዲዶም ስግደቶም ከቢድ ምዃኑ ኣማረሩሉ ስለዚ ብርክኻ ተጠቐም በሎ። ኢብን ዓጅላን ከምዚ በለ: ማለት ኣብ ስግደት ክገብር ከሎ ብርኩ ኣብ ብርኩ ምቕማጥን ድኻም ይስምዓካ::