Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Ahmad : 8018

أَبُو بَكْرٍ الْحَنَفِيُّ قَالَ ثَنَا كَثِيرُ بْنُ زَيْدٍ عَنْ عَمْرِو بْنِ تَمِيمٍ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَمَحْلُوفُ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَا أَتَى عَلَى الْمُسْلِمِينَ شَهْرٌ خَيْرٌ لَهُمْ مِنْ رَمَضَانَ وَلَا أَتَى عَلَى الْمُنَافِقِينَ شَهْرٌ شَرٌّ مِنْ رَمَضَانَ وَذَلِكَ لِمَا يُعِدُّ الْمُؤْمِنُونَ فِيهِ مِنْ الْقُوَّةِ لِلْعِبَادَةِ وَمَا يُعِدُّ فِيهِ الْمُنَافِقُونَ مِنْ غَفَلَاتِ النَّاسِ وَعَوْرَاتِهِمْ هُوَ غَنْمٌ وَالْمُؤْمِنُ يَغْتَنِمُهُ الْفَاجِرُ

ነጊሩና ኣሎ [ኣቡበከር ኣል ሓናፊ] ከምዚ ኢሉ: ነጊሩና ኣሎ [ካትሲር ቢን ዛይድ] ካብ [ዓምሩ ቢን ታሚም] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:- እዚ መብጽዓ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም እዩ ንሙስሊም ካብ ወርሒ ሮሞዳን ዝሓሸት ወርሒ ከምዘይትመጽእ: ንሙናፊቅ ድማ ካብ ወርሒ ሮሞዳን ዝኸፍአ ወርሒ ከምዘይትመጽእ: እዚ ድማ ኣስላም ጉልበቶምን ኒሕኦምን ንኣምልኾ ዘዳልዉሉ እንከለዉ እቲ ሙናፊቅ እዩ:: ምድላው ብሸለልትነት ካልኦት ሰባት ምጥዓሞምን ውርደቶም ምድላይን እዩ፣ ወርሒ ሮሞዳን ብዘይእሙናት ዝምዝመዝ ጎኒማ ኣመንቲ እያ።