Imam Ahmad : 7704
حَدَّثَنَا أَبُو كَامِلٍ حَدَّثَنَا حَمَّادٌ عَنْ عَلِيِّ بْنِ الْحَكَمِ عَنْ عَطَاءِ بْنِ أَبِي رَبَاحٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَنْ سُئِلَ عَنْ عِلْمٍ فَكَتَمَهُ أُلْجِمَ بِلِجَامٍ مِنْ نَارٍ يَوْمَ الْقِيَامَةِ
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ካሚል] ካብ [ዓሊ ቢን ኣል ሓካም] ካብ [ዓታ` ቢን ኣቢ ረባ] ካብ [ኣቡ ሑራይራ] [ሓመድ] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም : ብዛዕባ ሓደ ፍልጠት ዝተሓተተ ድሕሪኡ ዝሓብኦ ሽዑ ኣብ መዓልቲ ቂያም ካብ ሓዊ ብዝተሰርሐ መግረፍቲ ክግረፍ እዩ ።