Doa menjelang tidur: BISMIKA RABBII WADHA'TU JANBII WABIKA ARFA'UHU ...
Imam Ahmad : 7477
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ حَدَّثَنَا مَعْمَرٌ عَنْ عُبَيْدِ اللَّهِ بْنِ عُمَرَ عَنْ سَعِيدِ بْنِ أَبِي سَعِيدٍ الْمَقْبُرِيِّ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا قَامَ أَحَدُكُمْ مِنْ اللَّيْلِ ثُمَّ رَجَعَ إِلَى فِرَاشِهِ فَلْيَنْفُضْ فِرَاشَهُ بِدَاخِلَةِ إِزَارِهِ فَإِنَّهُ لَا يَدْرِي مَا خَلَفَهُ بَعْدُ ثُمَّ لِيَقُلْ بِاسْمِكَ اللَّهُمَّ وَضَعْتُ جَنْبِي وَبِاسْمِكَ أَرْفَعُهُ اللَّهُمَّ إِنْ أَمْسَكْتَ نَفْسِي فَاغْفِرْ لَهَا وَإِنْ أَرْسَلْتَهَا فَاحْفَظْهَا بِمَا تَحْفَظُ بِهِ الصَّالِحِينَ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ማዓመር] ካብ [ዑበይዲላህ ቢን ዑመር] ካብ [ሰዒድ ቢን ኣቢ ሰዒድ ኣል መቕቡሪ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ከምዚ በለ:- ሓደ ካባኻትኩም ብለይቲ ካብ ድቃሱ ተበራቢሩ ኣብ ዓራቱ ክድቅስ እንተደልዩ: ድሕሪ ሞቱ እንታይ ከም ዘጋጠመ ስለ ዘይፈልጥ: ዓራቱ ብሽፋኑ የናውጾ: ሽዑ ‘ኦ ኣላህ ብስምካ መሰንገለይ ኣንቢረ: ብስምካ ድማ ኣልዒለዮ: ክብል ይግባእ:: ኦ ኣላህ ሂወተይ እንተ ወሲድካዮ ሽዑ ይቕረ በለለይ እንተመለስካለይ ድማ ከምቲ ንጻድቃን ሰባት ትሕልዎ ሓልዋ'።