Imam Ahmad : 7474
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ حَدَّثَنَا مَعْمَرٌ عَنِ ابْنِ أَبِي لَيْلَى عَنْ عَطَاءٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ دَعَا رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِالْبَرَكَةِ فِي السَّحُورِ وَالثَّرِيدِ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ማዓመር] ካብ [ኢብን ኣቢ ላይላ] ካብ [ዓቶ`] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ኢሉ፤ 'ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ሰላም ኣብ ሳሁርን ኣጽስ ጻሪድን - ካብ ዝተለስለሰ ስጋን እንጀራን ዝተሰርሐ መግቢ - ንበረኸት ጸለየ።'