Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Ahmad : 7471

حَدَّثَنَا إِبْرَاهِيمُ بْنُ خَالِدٍ عَنْ رَبَاحٍ عَنْ مَعْمَرٍ عَنِ الزُّهْرِيِّ قَالَ أَخْبَرَنِي أَبُو سَلَمَةَ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ أُقِيمَتْ الصَّلَاةُ وَصَفَّ النَّاسُ صُفُوفَهُمْ لِلصَّلَاةِ وَخَرَجَ عَلَيْنَا رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مِنْ بَيْتِهِ فَأَقْبَلَ يَمْشِي حَتَّى قَامَ فِي مُصَلَّاهُ ثُمَّ ذَكَرَ أَنَّهُ لَمْ يَغْتَسِلْ فَقَالَ لِلنَّاسِ مَكَانَكُمْ فَرَجَعَ إِلَى بَيْتِهِ قَالَ فَخَرَجَ عَلَيْنَا وَنَحْنُ صُفُوفٌ فَقَامَ فِي الصَّلَاةِ يَنْطُفُ رَأْسَهُ قَدْ اغْتَسَلَ

ነጊሩና ኣሎ [ኢብራሂም ቢን ካሊድ] ካብ [ረባ] ካብ [ማዓማር] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ኢሉ፤ ንዓይ [ኣቡ ሰላማ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ጸብጺቡለይ ኣሎ ኢሉ፤ 'እታ ኢቆማ ተባሂላ ስለ ዝነበረት እቶም ህዝቢ ውን ኣብ መስርዖም ደው ኢሎም ሰላት ጌሮም ነይሮም፡ ሽዑ ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ካብ ገዝኦም ወጺኦም ናብቲ ዝሰግደሉ ቦታ ገጾም ተጓዕዙ፡ ድሕሪኡ ግን -ጁኑብ- ከምዘይተሓጸበ ዘኪሩ፡ ድሕሪኡ ነቶም ህዝቢ: 'ኣብ ዘለኹሞ ክትጸንሑ ይግባእ' በሎም፡ ድሕሪኡ ናብ ገዝኡ ከደ። ኣቡ ሑረይራ ከምዚ ኢሎም፤ ሽዑ ንሕና መስርዕ ጸሎት እናፈጠርና ወጺኡ፣ ድሕሪኡ ጸጉሩ ገና ካብቲ ጁኑብ መሕጸቢ ማይ እናነጠበ ጸለየ።