Puasa adalah untuk Allah dan Allah sendiri yang membalasnya
Imam Ahmad : 7456
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ حَدَّثَنَا مَعْمَرٌ وَعَبْدُ الْأَعْلَى عَنْ مَعْمَرٍ عَنِ الزُّهْرِيِّ عَنِ ابْنِ الْمُسَيَّبِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ اللَّهُ عَزَّ وَجَلَّ كُلُّ عَمَلِ ابْنِ آدَمَ لَهُ إِلَّا الصِّيَامَ الصِّيَامُ لِي وَأَنَا أَجْزِي بِهِ وَلَخُلُوفُ فَمِ الصَّائِمِ أَطْيَبُ عِنْدَ اللَّهِ مِنْ رِيحِ الْمِسْكِ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ማዓማር] ከምኡ’ውን [ዓብዱልዓ’ላ] ካብ [ማዓማር] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [ኢብኑል ሙሳያብ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ኢሉና፤ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ከምዚ በለ:- ኣላህ ዓዛ ወጃላ ከምዚ ኢሉ:- ኩሉ ተግባር ደቂ ኣዳምን ደቂ ደቁን ብዘይካ ጾም ንዓኣቶም እዩ: ብርግጽ ንዓይ እዩ: ኣነ ድማ ክሽልሞ እየ: ብርግጽ ድማ ጨና ኣፍ ጾም ሰብ ኣብ ቅድሚ ኣላህ ካብ ጨና መስክ ዝያዳ ጨና እዩ::