Imam Ahmad : 7429
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ حَدَّثَنَا مَعْمَرٌ عَنْ عَاصِمٍ عَنْ أَبِي صَالِحٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَنْ كَانَ لَهُ مَالٌ فَلَمْ يُؤَدِّ حَقَّهُ جُعِلَ يَوْمَ الْقِيَامَةِ شُجَاعٌ أَقْرَعُ لَهُ زَبِيبَتَانِ يَتْبَعُهُ حَتَّى يَضَعَ يَدَهُ فِي فِيهِ فَلَا يَزَالُ يَقْضِمُهَا حَتَّى يُقْضَى بَيْنَ الْعِبَادِ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ማዓመር] ካብ [ዓሺም] ካብ [ኣቡ ሳልሕ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ከምዚ ኢሎም:- ንብረት ዘለዎን ግቡኡ ዘይሃቦን: ሽዑ ኣብ መዓልቲ ቅያ ሃብቱ ብመልክዕ ተመን ክግለጽ እዩ መርዚ ኣብ ኣፉ ሒዙ ይመጾ: እቲ ተመን ኢዱ ኣብ ኣፍ ተመን ክሳብ ዘእቱ ይስዕቦ: ንሱ ድማ ኣብ ከምዚ ዝበለ ኩነታት ይርከብ ኩሉ ኣብ መንጎ ኣገልገልቲ ዘሎ ጉዳይ:: ተወዲኡ'።