Imam Ahmad : 6591
حَدَّثَنَا عَبْد اللَّهِ حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ أَبِي بَكْرٍ الْمُقَدَّمِيُّ حَدَّثَنَا أَبُو مَعْشَرٍ الْبَرَّاءُ حَدَّثَنِي صَدَقَةُ بْنُ طَيْسَلَةَ حَدَّثَنِي مَعْنُ بْنُ ثَعْلَبَةَ الْمَازِنِيُّ وَالْحَيُّ بَعْدُ قَالَ حَدَّثَنِي الْأَعْشَى الْمَازِنِيُّ قَالَ أَتَيْتُ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَأَنْشَدْتُهُ يَا مَالِكَ النَّاسِ وَدَيَّانَ الْعَرَبْ إِنِّي لَقِيتُ ذِرْبَةً مِنْ الذِّرَبْ غَدَوْتُ أَبْغِيهَا الطَّعَامَ فِي رَجَبْ فَخَلَّفَتْنِي بِنِزَاعٍ وَهَرَبْ أَخْلَفَتْ الْعَهْدَ وَلَطَّتْ بِالذَّنَبْ وَهُنَّ شَرُّ غَالِبٍ لِمَنْ غَلَبْ قَالَ فَجَعَلَ يَقُولُ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ عِنْدَ ذَلِكَ وَهُنَّ شَرُّ غَالِبٍ لِمَنْ غَلَبْ
ነጊሩና ኣሎ ዓብደላ ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ኣቢበከር ኣል ሙቃዳሚ] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ማእስያር ኣል ባራ`] ነጊሩኒ ኣሎ [ሾዳቆ ቢን ታይሳያ] ነጊሩኒ ኣሎ [ማ`ኑ ቢን ጻ`ላባ ኣል ማዚኒ] ኣል ሃዩ ባዕድ ድማ ኢሉኒ፤ ነጊሩኒ ኣሎ [ኣል ኣእስያ ኣል ማዚኒ] ኢሉ፤ ናብ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም እናወደስኩ ከድኩ:- ‘ኦ መራሒ ሰብኣውነት ገዛኢ ዓረብ ብሓቂ ብዛዕባ ሓደ ዕሱብ ጽግዕተኛ እየ ዘማርረካ ዘለኹ፣ ኣብ ወርሒ ሮጃብ መግቢ እናደለኹ ካብ ገዛ ወጺአ፣ ንሱ ግን ኣብ ባእሲ ገዲፉኒ ሃዲሙ፣ መብጽዓኡ ኣፍሪሱ ሓጢኣት ፈጺሙ፣ እዚ ድማ ነቲ ዝሰዓረ ሕማቕ ዓወት እዩ’። ይብል፤ ድሕሪኡ ብድሕሪኡ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ሰላም ከምዚ ኢሎም፤ 'ነቲ ዝሰዓረ ወዲ ሕማቕ ዓወት እዩ ነይሩ'።