Imam Ahmad : 6553
حَدَّثَنَا عَفَّانُ حَدَّثَنَا حَمَّادُ بْنُ سَلَمَةَ عَنْ عَطَاءِ بْنِ السَّائِبِ عَنْ أَبِيهِ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ عَمْرٍو أَنَّ رَجُلًا قَالَ اللَّهُمَّ اغْفِرْ لِي وَلِمُحَمَّدٍ وَحْدَنَا فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَقَدْ حَجَبْتَهَا عَنْ نَاسٍ كَثِيرٍ
ነጊሩና ኣሎ [ዓፋን] ካብ [ዓቶ` ቢን ኣስ ሳዒብ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ዓብደላ ቢን ዓምሩ] [ሓመድ ቢን ሰላማ] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ሓደ ሰብኣይ ከም ዝነበረ፡ ‘ኦ ኣላህ ንዓይን ንመሓመድ ጥራይን ይቕረ በለለይ’። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዌሰላም ከምዚ ኢሎም: - ብሓቂ ንብዙሓት ሰባት ንጸሎት ዓንቂፍካዮም ኣለኻ።