Imam Ahmad : 5765
حَدَّثَنَا هَاشِمٌ حَدَّثَنَا لَيْثٌ عَنْ نَافِعٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ قَالَ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ أَيُّمَا مَمْلُوكٍ كَانَ بَيْنَ شَرِيكَيْنِ فَأَعْتَقَ أَحَدُهُمَا نَصِيبَهُ فَإِنَّهُ يُقَامُ فِي مَالِ الَّذِي أَعْتَقَ قِيمَةَ عَدْلٍ فَيُعْتِقُ إِنْ بَلَغَ ذَلِكَ مَالَهُ
ኣዘንትዩልና ኣሎ [ሓሲም] ኣዘንትዩልና [ላይትስ] ካብ [ናፊዕ] ካብ [ዓብደላ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂ ዋሰላም ከምዚ ክብል ሰሚዐዮ:- 'ሓደ ባርያ ብኽልተ ሰባት ይውነን: ድሕሪኡ ሓደ ካብቶም ክልተ ብጽሒቱ ሓራ የውጽእ: ድሕሪኡ እቲ ዝተረፈ ሓራ ምውጽኡ ናብቲ ሓራ ዘውጽኦን ብፍትሓዊ መንገዲ ዝሓሰበን ይኽፈል: ድሕሪኡ ሓራ የውጽኦ: ሃብቱ እኹል እንተኾይኑ'::