Imam Ahmad : 5618
حَدَّثَنَا حُسَيْنُ بْنُ مُحَمَّدٍ حَدَّثَنَا أَيُّوبُ بْنُ جَابِرٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ يَعْنِي ابْنَ عِصْمَةَ عَنِ ابْنِ عُمَرَ قَالَ كَانَتْ الصَّلَاةُ خَمْسِينَ وَالْغُسْلُ مِنْ الْجَنَابَةِ سَبْعَ مِرَارٍ وَالْغُسْلُ مِنْ الْبَوْلِ سَبْعَ مِرَارٍ فَلَمْ يَزَلْ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَسْأَلُ حَتَّى جُعِلَتْ الصَّلَاةُ خَمْسًا وَالْغُسْلُ مِنْ الْجَنَابَةِ مَرَّةً وَالْغُسْلُ مِنْ الْبَوْلِ مَرَّةً
ነጊሩና ኣሎ [ሑሴን ቢን መሓመድ] ነጊሩና ኣሎ [ኣዩብ ቢን ጃብር] ካብ [ዓብደላ ማለት ኢብን ኢሽማ] ካብ [ኢብን ዑመር]፡ ከምዚ ኢሉ: ኣብ መጀመርታ ሓምሳ ግዜ ሰላት ምግባር፡ ጀናባት ሸውዓተ ግዜ ምሕጻብ፡ ካብ ሽንቲ ሾብዓተ ግዜ ምጽራይ፡ ድሕሪኡ ረሱል ረሱል ሰለላሁዓላይሂ ሰለላም ቀጺሉ። ኣብ መወዳእታ ጸሎት ሓሙሽተ ግዜ ጥራይ -ኣብ መዓልቲ- ክሳብ ዝድለ ረድኤት ሕተቱ፣ ጀናባት ዝተሓጽበን ካብ ሽንቲ ዝጸረገን ድማ ሓደ ግዜ ጥራይ እዩ ዘድሊ።