Imam Ahmad : 5114
حَدَّثَنَا عَفَّانُ حَدَّثَنَا وُهَيْبٌ حَدَّثَنَا مُوسَى بْنُ عُقْبَةَ أَخْبَرَنِي سَالِمٌ أَنَّهُ سَمِعَ عَبْدَ اللَّهِ يُحَدِّثُ عَنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنَّهُ لَقِيَ زَيْدَ بْنَ عَمْرِو بْنِ نُفَيْلٍ بِأَسْفَلِ بَلْدَحَ وَذَلِكَ قَبْلَ أَنْ يَنْزِلَ عَلَى رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ الْوَحْيُ فَقَدَّمَ إِلَيْهِ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ سُفْرَةً فِيهَا لَحْمٌ فَأَبَى أَنْ يَأْكُلَ مِنْهَا ثُمَّ قَالَ إِنِّي لَا آكُلُ مَا تَذْبَحُونَ عَلَى أَنْصَابِكُمْ وَلَا آكُلُ إِلَّا مِمَّا ذُكِرَ اسْمُ اللَّهِ عَلَيْهِ حَدَّثَ هَذَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ عُمَرَ عَنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ
ነጊሩና ኣሎ [ዓፋን] ነጊሩና ኣሎ [ውሃይብ] ነጊሩና ኣሎ [ሙሳ ቢን ዑቕባ] ነጊሩኒ ኣሎ [ሰሊም] ዓብደላ ካብ ነቢ ሰለላሁዓላይሂ ዋሰላም ሓዲስ ከሕልፍ ከም ዝሰምዖ፣ ሓደ እዋን ምስ ዛይድ ቢን ዓመር ቢን ኑፋይል ኣብ ትሕቲ ባይዳ -ስም ሓደ ቦታ ኣብ መካ- ምስ ተራኸበ። ኣብቲ ግዜ እቲ ዋሕይ ገና ናብ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣይወረደን ነበረ፣ ድሕሪኡ ስጋ ዝሓዘ ምግቢ ኣቕረበሉ፣ ስለዚ ንሱ ንኽበልዖ ፍቓደኛ ኣይነበረን፣ ከምዚ ብምባል: ብሓቂ ኣነ ነቲ ንስኻ ንኣምላኽካ እተቕርቦ ስጋ ዝተሓርደ እንስሳታት ኣይበልዕን እየ፣ ከምኡ’ውን ስጋ እንስሳታት ብስም ኣላህ እንተዘይተሓሪደን ኣይበልዕን እየ’። ነዚ ሓዲስ ዘዘንተወ ድማ [ዓብደላ ቢን ዑመር] ካብ ረሱሉላሁዓለይሂ ዋሰላም ኢዩ።