Imam Ahmad : 5107
حَدَّثَنَا عَفَّانُ حَدَّثَنَا حَمَّادٌ يَعْنِي ابْنَ سَلَمَةَ قَالَ أَخْبَرَنَا ثَابِتٌ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ عُمَرَ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ لِرَجُلٍ فَعَلْتَ كَذَا وَكَذَا قَالَ لَا وَالَّذِي لَا إِلَهَ إِلَّا هُوَ مَا فَعَلْتُ قَالَ فَقَالَ لَهُ جِبْرِيلُ عَلَيْهِ السَّلَام قَدْ فَعَلَ وَلَكِنْ قَدْ غُفِرَ لَهُ بِقَوْلِ لَا إِلَهَ إِلَّا اللَّهُ قَالَ حَمَّادٌ لَمْ يَسْمَعْ هَذَا مِنْ ابْنِ عُمَرَ بَيْنَهُمَا رَجُلٌ يَعْنِي ثَابِتًا
ነጊሩና ኣሎ [ዓፋን] ነጊሩና ኣሎ [ሓመድ i.e. ኢብን ሰላማ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ታቢት] ካብ [ዓብደላ ቢን ዑመር]፡ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንሓደ ሰብኣይ ከምዚ በሎ: ከምዚን ከምዚን ሓጢኣት ፈጺምካ ዲኻ? እቲ ሰብኣይ ድማ ‘ኣይፋልን በቲ ብዘይካኡ ኣምላኽ ዘይብሉ ኣነ ከምኡ ተግባር ኣይገበርኩን’ ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ድማ ሽዑ ጅብሪል ዓላይሂስ ሰላም ንረሱል ' -ብሓቂ- ፈጺሙ'ዩ ግን 'ብዘይካ ኣላህ ካልእ ኣምላኽ የለን' ስለ ዝበለ ይቕረ ተባሂሉሉ'ዩ በሎ። ሓማድ ከምዚ ኢሉ፤ ኢብን ሰላማ ነዚ ሓዲስ ብቐጥታ ካብ ኢብን ዑመር ኣይሰምዖን፣ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ግን ጣቢት ዝበሃል መንጎኛ ኣዘንታዊ ነይሩ።