Imam Ahmad : 4954
حَدَّثَنَا يَحْيَى عَنْ عُبَيْدِ اللَّهِ عَنْ نَافِعٍ عَنِ ابْنِ عُمَرَ قَالَ لَا أَتْرُكُ اسْتِلَامَهُمَا فِي شِدَّةٍ وَلَا رَخَاءٍ بَعْدَ إِذْ رَأَيْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَسْتَلِمُهُمَا الرُّكْنَ الْيَمَانِيَ وَالْحَجَرَ
ብ[ያሕያ] ካብ [ዑበይዱላህ] ካብ [ናፊዕ] ካብ [ኢብን ዑመር] ከም ዝተነግረና እዩ፡ ‘ኣብ ግዜ ጸገም ወይ ምቕሉልነት ንሓደ ካብኣቶም ኢስቲላም -ምስዓም፡ ምትንኻፍ ወይ ምልክት ምግባር- ረሱል (ሰ.ዓ.ወ) ክገብርዎ ካብ ዝረኣኹ፡ ማለት ኣዕኑድ ያማኒ፡ ገዲፈዮ ኣይፈልጥን። ከምኡ’ውን ጸሊም እምኒ’።