Imam Ahmad : 4897
حَدَّثَنَا عَبْدُ الْمَلِكِ بْنُ عَمْرٍو حَدَّثَنَا ابْنُ أَبِي ذِئْبٍ عَنِ الْحَارِثِ عَنْ حَمْزَةَ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ عُمَرَ عَنْ أَبِيهِ قَالَ كَانَتْ تَحْتِي امْرَأَةٌ أُحِبُّهَا وَكَانَ أَبِي يَكْرَهُهَا فَأَمَرَنِي أَنْ أُطَلِّقَهَا فَأَبَيْتُ فَأَتَى النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَذَكَرَ ذَلِكَ لَهُ فَأَرْسَلَ إِلَيَّ فَقَالَ يَا عَبْدَ اللَّهِ طَلِّقْ امْرَأَتَكَ فَطَلَّقْتُهَا
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱልማሊክ ቢን ዓምሩ] ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ኣቡ ድዚ`ብ] ካብ [ኣልሓሪት] ካብ [ሓምዛ ቢን ዓብደላ ቢን ዑመር] ካብ [ኣቡኡ] ከምዚ ኢሉ ኣሎ፡ ኣነ ዝፈትዋ ሰበይቲ ነይሩኒ ኣቦይ ግን ጸሊእዋ፡ ሽዑ ኣቦይ ፈትሓያ ኢሉኒ ኣነ ድማ ኣብየ። ብድሕሪኡ ናብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከይደ ብዛዕባ እዚ ነገርክዎ ስለዚ ልኡኽ ሰዲዱለይ ከምዚ በለኒ: ኦ ዓብደላ ንሰበይትኻ ተፋትሕ:: ኣነ እውን ፈቲሐዮ'።