Imam Ahmad : 2779
حَدَّثَنَا أَبُو النَّضْرِ عَنِ ابْنِ أَبِي ذِئْبٍ عَنِ الْقَاسِمِ بْنِ عَبَّاسٍ عَنِ ابْنِ عَبَّاسٍ قَالَ كَانَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يُعْطِي الْمَرْأَةَ وَالْمَمْلُوكَ مِنْ الْغَنَائِمِ مَا يُصِيبُ الْجَيْشَ
[ኣቡ ኣን ናድህር] ካብ [ኢብን ኣቡ ድዚ`ብ] ካብ [ኣልቃሲም ቢን ዓባስ] ካብ [ኢብን ዓባስ] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ብጽሒቱ ካብ ጋኒማ - ምርኮ ኲናት - ንደቂ ኣንስትዮን ባሮትን ከምቲ ወተሃደራት ዝረኸብዎ ሂብዎም።