Doa ketika dalam musibah: LAA ILAAHA ILLALLAHUL ADHIMUL HALIM LAA ILAAHA ILLALLAH …
Imam Ahmad : 2286
حَدَّثَنَا حَسَنٌ يَعْنِي ابْنَ مُوسَى حَدَّثَنَا حَمَّادُ بْنُ سَلَمَةَ عَنْ يُوسُفَ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ الْحَارِثِ عَنْ أَبِي الْعَالِيَةِ عَنِ ابْنِ عَبَّاسٍ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كَانَ إِذَا حَزَبَهُ أَمْرٌ قَالَ لَا إِلَهَ إِلَّا اللَّهُ الْحَلِيمُ الْعَظِيمُ لَا إِلَهَ إِلَّا اللَّهُ رَبُّ الْعَرْشِ الْكَرِيمِ لَا إِلَهَ إِلَّا اللَّهُ رَبُّ الْعَرْشِ الْعَظِيمِ لَا إِلَهَ إِلَّا اللَّهُ رَبُّ السَّمَوَاتِ وَرَبُّ الْأَرْضِ وَرَبُّ الْعَرْشِ الْكَرِيمِ ثُمَّ يَدْعُو
ነጊሩና ኣሎ [ሓሰን] ማለት ኢብን ሙሳ፣ ነጊሩና ኣሎ [ሓመድ ቢን ሰላማ] ካብ [ዩሱፍ ቢን ዓብደላ ቢን ኣል ሓሪስ] ካብ [ኣቡ ኣል ዓሊያ] ካብ [ኢብን ዓባስ]፤ ረሱሉላህ ሻላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ብገለ ነገር -ዘሕዝን- ክጭነቕ ከሎ፡ ላይላሃ ኢላላህ ኣል ሓሊም ኣል ኣዚም ላይላሃ ኢላላህ ረቢ ኣል ኣርሲ ኣል ካሪም ላይላሃ ኢላሃ ረቢ ኣል ኣርሲ ኣል ኣዝሂም ከም ዝበሎ። ላይላሃ ኢላላህ ረቢ ኣስ ሳማዋቲ ዋ ረብ ኣል ኣርድሊ ዋ ረቢ ኣል ኣርሲ ኣል ካሪም -ብዘይካ ኣላህ ርህሩህን ዝኸበረን ሓቀኛ ኣምላኽ የለን። ብዘይካ ኣላህ ክቡር ጎይታ ዝፋን ሓቀኛ ኣምላኽ የለን። ብዘይካ ኣላህ ዓቢ ጎይታ ዝፋን ካልእ ሓቀኛ ኣምላኽ የለን። ብዘይካ ኣላህ ጎይታ ሰማያትን ጎይታ ምድርን ጎይታ 'ክቡር ዝፋንን' ሓቀኛ ኣምላኽ የለን።