Imam Ahmad : 2175
حَدَّثَنَا عَفَّانُ حَدَّثَنَا حَمَّادُ بْنُ زَيْدٍ عَنْ أَيُّوبَ عَنْ عِكْرِمَةَ عَنِ ابْنِ عَبَّاسٍ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ انْتَشَلَ مِنْ قِدْرٍ عَظْمًا فَصَلَّى وَلَمْ يَتَوَضَّأْ
ነጊሩና ኣሎ [ዓፋን] ነጊሩና ኣሎ [ሓመድ ቢን ዛይድ] ካብ [ኣዩብ] ካብ [ኢክሪማ] ካብ [ኢብን ዓባስ]፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ካብቲ ድስቲ ስጋ ዘለዎ ዓጽሚ ከም ዘውጽኡ - ድሕሪኡ ከም ዝበላዕዎ - ድሕሪኡ ከም ዝሰገደን ውዱእ ከም ዘይገበረን - መሊሱ -።