Imam Ahmad : 1742
حَدَّثَنَا هُشَيْمٌ أَنْبَأَنَا أَجْلَحُ عَنْ يَزِيدَ بْنِ الْأَصَمِّ عَنِ ابْنِ عَبَّاسٍ أَنَّ رَجُلًا قَالَ لِلنَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَا شَاءَ اللَّهُ وَشِئْتَ فَقَالَ لَهُ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَجَعَلْتَنِي وَاللَّهَ عَدْلًا بَلْ مَا شَاءَ اللَّهُ وَحْدَهُ
ነጊሩና ኣሎ [ሑስየም] ካብ [ያዚድ ቢን ኣል ኣሻም] ካብ [ኢብን ዓባስ] ሓደ ሰብኣይ ንነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከም ዝበሎም [ዓጅላ] ከም ዝገለጸልና፤ 'ማስያ`ኣላሁ ዋ ስዪ`ታ -ኣላህ ዝደለዮን ንስኻትኩምን ዝደለኹምን'። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ነቲ ሰብኣይ ከምዚ በሎ፦ ‘ምስ ኣላህ ከተመዓራረኒ ዲኻ ትፍትን ዘለኻ! በቃ ጥራይ፤ 'ብመሰረት ፍቃድ ኣላህ ጥራይ'።