Imam Ahmad : 1739
حَدَّثَنَا جَرِيرٌ عَنْ يَزِيدَ بْنِ أَبِي زِيَادٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ الْحَارِثِ قَالَ كَانَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَصُفُّ عَبْدَ اللَّهِ وَعُبَيْدَ اللَّهِ وَكَثِيرًا مِنْ بَنِي الْعَبَّاسِ ثُمَّ يَقُولُ مَنْ سَبَقَ إِلَيَّ فَلَهُ كَذَا وَكَذَا قَالَ فَيَسْتَبِقُونَ إِلَيْهِ فَيَقَعُونَ عَلَى ظَهْرِهِ وَصَدْرِهِ فَيُقَبِّلُهُمْ وَيَلْزَمُهُمْ
ንዓና [ጃሪር] ካብ [ያዚድ ቢን ኣቡ ዚያድ] ካብ [ዓብደላ ቢን ኣል ሓሪት] ከምዚ ኢሉ ተነጊሩና ኣሎ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ካብ ባኒ ኣል ዓባስ ንዓብደላ፣ ዑበይዱላህን ካልኦት ብዙሓት ኣዕሩኽትን ኣሰሊፎም፣ ‘ቅድሚ ሕጂ ዝበጽሓኒ እዚን እቲን ክረክብ’ዩ’ ኢሉ። ዓብደላ ድማ፤ ብድሕሪኡ ናብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ንምብጻሕ ኣብ ነንሕድሕዶም ተወዳደሩ፡ ገለ ካብኣቶም ኣፍልቡ ተንኪፎም ገለ ድማ ሕቖኡ ተንኪፎም። ድሕሪኡ ሰዓሞምን ሓቖፎምን’ ኢሉ መለሰሉ።