Imam Ahmad : 1706
حَدَّثَنَا هُشَيْمٌ أَنْبَأَنَا ابْنُ أَبِي لَيْلَى عَنْ عَطَاءٍ عَنِ ابْنِ عَبَّاسٍ قَالَ أَخْبَرَنِي الْفَضْلُ بْنُ عَبَّاسٍ أَنَّهُ كَانَ رِدْفَ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ حِينَ أَفَاضَ مِنْ جَمْعٍ قَالَ فَأَفَاضَ وَعَلَيْهِ السَّكِينَةُ قَالَ وَلَبَّى حَتَّى رَمَى جَمْرَةَ الْعَقَبَةِ و قَالَ مَرَّةً أَنْبَأَنَا ابْنُ أَبِي لَيْلَى عَنْ عَطَاءٍ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ أَنْبَأَنَا الْفَضْلُ بْنُ عَبَّاسٍ قَالَ شَهِدْتُ الْإِفَاضَتَيْنِ مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَأَفَاضَ وَعَلَيْهِ السَّكِينَةُ وَهُوَ كَافٌّ بَعِيرَهُ قَالَ وَلَبَّى حَتَّى رَمَى جَمْرَةَ الْعَقَبَةِ مِرَارًا
ነጊሩና ኣሎ [ሑስያም] ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ኣቡ ላይላ] ካብ ['ኣቶ`] ካብ [ኢብን ዓባስ] ከምዚ ኢሉ፤ ንዓይ [ኣልፋድል ቢን ዓባስ]፣ ካብ ሙዝዳሊፋ ክወጹ ከለዉ ብነቢ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ተሰኪሞም ከም ዝነበሩ ሓቢሩኒ ኣሎ። ክሳብ ዓቃባ ጁራ ዝድርቢ ታልብያ እናበለ ህድእ ኢሉ ካብ ሙዝዳሊፋ ወጸ። ሑስያም ከምዚ ኢሉ፤ ጸብጺቡልና ኣሎ ኢብን ኣቡ ላይላ ካብ 'ኣቶ` ካብ ኢብን ዓባስ ጸብጺቡልና ኣሎ ኣልፋድል ቢን ዓባስ ከምዚ ኢሉ፤ ኣብ ምብጋስ ክልተ ግዜ ካብ ሙዝዳሊፋ ምስ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተሳቲፈ። ልጓም ገመል እናሰሓበ - ሙዝዳሊፋ - ብህድኣት ተበገሰ፣ ጣልብያ ድማ ክሳብ ብዙሕ ግዜ ዓቃባ ጁምራ ዝድርቢ ገበረ።