Imam Ahmad : 1681
حَدَّثَنَا جَرِيرُ بْنُ عَبْدِ الْحَمِيدِ أَبُو عَبْدِ اللَّهِ عَنْ يَزِيدَ بْنِ أَبِي زِيَادٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ الْحَارِثِ عَنْ عَبْدِ الْمُطَّلِبِ بْنِ رَبِيعَةَ قَالَ دَخَلَ الْعَبَّاسُ عَلَى رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ يَا رَسُولَ اللَّهِ إِنَّا لَنَخْرُجُ فَنَرَى قُرَيْشًا تَحَدَّثُ فَإِذَا رَأَوْنَا سَكَتُوا فَغَضِبَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَدَرَّ عِرْقٌ بَيْنَ عَيْنَيْهِ ثُمَّ قَالَ وَاللَّهِ لَا يَدْخُلُ قَلْبَ امْرِئٍ إِيمَانٌ حَتَّى يُحِبَّكُمْ لِلَّهِ وَلِقَرَابَتِي
ተነጊሩና ኣሎ [ጃሪር ቢን ዓብዱል ሓሚድ፣ ኣቡ ዓብደላ] ካብ [ያዚድ ቢን ኣቡ ዚያድ] ካብ [ዓብደላ ቢን ኣል ሓሪት] ካብ [ዓብዱል ሙትታሊብ ቢን ረቢዓ] ከምዚ ኢሉ፤ ኣል ኣባስ ምስ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተራኺቡ ከምዚ ኢሉ፤ 'ወጺእና ሽዑ ደቂ ቁረይሽ ክዛረቡ ርኢናዮም፣ ምስ ረኣዩና ስቕ ኢሎም'። ስለዚ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተቖጢዑ ኣብ መንጎ ኣዒንቱ ረሃጽ ወጸ ድሕሪኡ ‘በላህ ብሰንኪ ኣላህን ብሰንኪ ምሳይ ዘለካ ዘመድን ምእንቲ ከፍቅረካ እምነት ኣብ ልቢ ሰብ ኣይትኣቱን እያ’ በለ።