Imam Ahmad : 1623
حَدَّثَنَا سُلَيْمَانُ بْنُ دَاوُدَ يَعْنِي أَبَا دَاوُدَ الطَّيَالِسِيَّ حَدَّثَنَا أَبُو عَامِرٍ الْخَزَّازُ عَنِ الْحَسَنِ عَنْ سَعْدٍ مَوْلَى أَبِي بَكْرٍ قَالَ قَدَّمْتُ بَيْنَ يَدَيْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ تَمْرًا فَجَعَلُوا يَقْرُنُونَ فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا تَقْرُنُوا
ነጊሩና ኣሎ [ሱሌማን ቢን ዳውድ] ማለት ኣቡዳውድ ኣት ታያሊሲ፣ ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ዓሚር ኣል ካዛዝ] ካብ [ኣልሓሰን] ካብ [ሰዓድ] ባርያ ኣቡበከር ነበር ከምዚ ኢሉ፤ ሓደ ግዜ ቅድሚ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ቴምብር ኣረኪበ ነይረ፡ ድሕሪኡ እቶም ሰሓባ ኣብ ዝበልዑሉ እዋን ነተን ክልተ ተምሪ ኣወሃሂደንወን። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ ኢሎም: ኣብ እትበልዑሉ እዋን ክልተ ተምሪ ኣይትወሃሃዱ!