Imam Ahmad : 1505
حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ آدَمَ حَدَّثَنَا إِسْرَائِيلُ عَنْ أَبِي إِسْحَاقَ عَنْ مُصْعَبِ بْنِ سَعْدٍ عَنْ أَبِيهِ قَالَ حَلَفْتُ بِاللَّاتِ وَالْعُزَّى فَقَالَ أَصْحَابِي قَدْ قُلْتَ هُجْرًا فَأَتَيْتُ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقُلْتُ إِنَّ الْعَهْدَ كَانَ قَرِيبًا وَإِنِّي حَلَفْتُ بِاللَّاتِ وَالْعُزَّى فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قُلْ لَا إِلَهَ إِلَّا اللَّهُ وَحْدَهُ ثَلَاثًا ثُمَّ انْفُثْ عَنْ يَسَارِكَ ثَلَاثًا وَتَعَوَّذْ وَلَا تَعُدْ
ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ኣዳም] ነጊሩና ኣሎ [እስራኤል] ካብ [ኣቡ ኢስሓቅ] ካብ [ሙሽዓብ ቢን ሳዓድ] ካብ [ኣቡኡ] ኢሉ፤ ሓደ ግዜ ብላታን ኡዛን መሓልኩ፣ ሽዑ መሓዙተይ፤ 'ሕማቕ ኢልካ ኢኻ'። ሽዑ ምስ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተራኺበ ከምዚ ኢለዮ፤ 'በቃ ናብ እስልምና ኣትየ፡ ሽዑ ብስም ላታን ኡዛን እምሕል?' ሽዑ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ መለሰ:- ኣንብብ: 'ላ ኢላሃ ኢላሁ ዋህዳሁ -ብዘይካ ኣላህ ዒባዳ ዝበቅዕ ኣምላኽ የለን-' ሰለስተ ግዜ: ድሕሪኡ ሸፊንካ ሰለስተ ግዜ ንጸጋምካ ንፍሕ እሞ ኣይትደግሞ!'