Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Ahmad : 1156

حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ آدَمَ حَدَّثَنَا إِسْرَائِيلُ عَنْ عَطَاءِ بْنِ السَّائِبِ عَنْ أَبِي عَبْدِ الرَّحْمَنِ قَالَ سَمِعْتُ عَلِيًّا رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ يَقُولُ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّ الْعَبْدَ إِذَا جَلَسَ فِي مُصَلَّاهُ بَعْدَ الصَّلَاةِ صَلَّتْ عَلَيْهِ الْمَلَائِكَةُ وَصَلَاتُهُمْ عَلَيْهِ اللَّهُمَّ اغْفِرْ لَهُ اللَّهُمَّ ارْحَمْهُ وَإِنْ جَلَسَ يَنْتَظِرُ الصَّلَاةَ صَلَّتْ عَلَيْهِ الْمَلَائِكَةُ وَصَلَاتُهُمْ عَلَيْهِ اللَّهُمَّ اغْفِرْ لَهُ اللَّهُمَّ ارْحَمْهُ

ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ኣዳም] ነጊሩና ኣሎ [እስራኤል] ካብ [ዓቶ` ቢን ኣስ ሳዒብ] ካብ [ኣቡ ዓብዱራሕማን] ኢሉ፤ [ዓሊ] ራድሒላህ ዓንሁ ክብል ሰሚዐዮ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:- ሓደ ባርያ ሰላት ወዲኡ ኣብ ስግደሉ ቦታ ኮፍ ምስ በለ መላእኽቲ ራህዋ ክሓቱዎ እዮም: ኣብ ልዕሊኡ ዝሓተትዎ ጠለብ ግን ኣላህማግፊርላሁ: ኣላህመማር ሓምሁ -ኦ ኣላህ! ይቕረ በልዎ ኦ ኣላህ ምሕረት ግበረሉ-'፡ ንሰላት ኮፍ ኢሉ እንተጸበየ ድማ መላእኽቲ ራህዋ ክሓቱሉ እዮም፡ ልመናኦም ድማ 'ኣላሁምማግፊርላሁ ዋር ሃምሁ -ኦ ኣላህ! ይቕረ በልዎ ምሕረት ሃብዎ-'።