Imam Ahmad : 1033
حَدَّثَنَا عَبْد اللَّهِ حَدَّثَنَا إِسْحَاقُ بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ أَبِي بُكَيْرٍ عَنْ إِسْرَائِيلَ عَنْ عَبْدِ الْأَعْلَى عَنْ أَبِي عَبْدِ الرَّحْمَنِ عَنْ عَلِيٍّ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ { وَتَجْعَلُونَ رِزْقَكُمْ } قَالَ شُكْرَكُمْ { أَنَّكُمْ تُكَذِّبُونَ } قَالَ تَقُولُونَ مُطِرْنَا بِنَوْءِ كَذَا وَكَذَا
ነጊሩና ኣሎ ዓብደላ፣ ነጊሩና ኣሎ [ኢሻቅ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ኣቡ ቡካይር] ካብ [እስራኤል] ካብ [ዓብዱል ዓ'ላ] ካብ [ኣቡ ዓብዱራህማን] ካብ [ዓሊ] ራድሒላህ ዓንሁ፣ ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ብዛዕባ ትርጉም ኣያ፤ -ነቲ ረቂቕ -ኣላህ ዝህቦ-...- ትትክኦ ከምዚ ኢሉ ተርጒምዎ፤ 'ማለት ምስጋናኻ' - ንኣላህ ብምኽሓድ። - 'ትብልዎ፤ 'ብሰንኪ ከምዚን ከምዚን ኮኾብ ዝናብ ንረክብ'።