Jangan mencela masa, karena Allah adalah masa
Imam Muslim : 4166
و حَدَّثَنَاه إِسْحَقُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ وَابْنُ أَبِي عُمَرَ وَاللَّفْظُ لِابْنِ أَبِي عُمَرَ قَالَ إِسْحَقُ أَخْبَرَنَا و قَالَ ابْنُ أَبِي عُمَرَ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ الزُّهْرِيِّ عَنْ ابْنِ الْمُسَيَّبِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ قَالَ اللَّهُ عَزَّ وَجَلَّ يُؤْذِينِي ابْنُ آدَمَ يَسُبُّ الدَّهْرَ وَأَنَا الدَّهْرُ أُقَلِّبُ اللَّيْلَ وَالنَّهَارَ
ከምኡ ውን ንዓና [ኢሻቅ ቢን ኢብራሂም]ን [ኢብን ኣቡ ዑመርን] ነጊሩና ኣሎ እዚ ላፋዝ ድማ ናይ ኣቡ ዑመር እዩ ኢሉ፤ [ኢሻቕ] ሓቢሩና ኣሎ ኢሉ፤ [ኢብን ኣቡ ዑመር] [ሱፍያን] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [ኢብኑ ኣል ሙሰያብ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ከም ዝነገረና ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ኣላህ ዓዛ ወጀላ ከምዚ ኢሎም: ወዲ ኣዳም ጐዲኡኒ: ነቲ ግዜ ክነቅፍ ይፈቱ:: ዋላ እኳ ኣነ ፈጣሪ ግዜ እንተኾንኩ። ለይትን መዓልትን ዝዘውር ኣነ እየ'።