Jangan mencela masa, karena Allah adalah masa
Imam Bukhari : 4452
حَدَّثَنَا الْحُمَيْدِيُّ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ حَدَّثَنَا الزُّهْرِيُّ عَنْ سَعِيدِ بْنِ الْمُسَيَّبِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ اللَّهُ عَزَّ وَجَلَّ يُؤْذِينِي ابْنُ آدَمَ يَسُبُّ الدَّهْرَ وَأَنَا الدَّهْرُ بِيَدِي الْأَمْرُ أُقَلِّبُ اللَّيْلَ وَالنَّهَارَ
ነጊሩና ኣሎ [ኣል ሑማይዲ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ነጊሩና ኣሎ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [ሰዒድ ቢን ኣል ሙሳያብ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ራድልያላሁ ዓንሁ ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሻላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ኣላህ ዓዛ ወጃላ ከምዚ ኢሉ: ወዲ ኣዳም ጐዲኡኒ: ግዜ ምንቃፍ ይፈቱ:: ዋላ እኳ ኣነ ፈጣሪ ግዜ እንተኾንኩ። ለይትን መዓልትን ዝዘውር ኣነ እየ'።