Umar bin Khaththab mengusir Yahudi dan Nasrani dari tanah Hijaz ke Taima' dan Ariha'
Imam Muslim : 2899
و حَدَّثَنِي مُحَمَّدُ بْنُ رَافِعٍ وَإِسْحَقُ بْنُ مَنْصُورٍ وَاللَّفْظُ لِابْنِ رَافِعٍ قَالَا حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ أَخْبَرَنَا ابْنُ جُرَيْجٍ حَدَّثَنِي مُوسَى بْنُ عُقْبَةَ عَنْ نَافِعٍ عَنْ ابْنِ عُمَرَ أَنَّ عُمَرَ بْنَ الْخَطَّابِ أَجْلَى الْيَهُودَ وَالنَّصَارَى مِنْ أَرْضِ الْحِجَازِ وَأَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَمَّا ظَهَرَ عَلَى خَيْبَرَ أَرَادَ إِخْرَاجَ الْيَهُودِ مِنْهَا وَكَانَتْ الْأَرْضُ حِينَ ظُهِرَ عَلَيْهَا لِلَّهِ وَلِرَسُولِهِ وَلِلْمُسْلِمِينَ فَأَرَادَ إِخْرَاجَ الْيَهُودِ مِنْهَا فَسَأَلَتْ الْيَهُودُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنْ يُقِرَّهُمْ بِهَا عَلَى أَنْ يَكْفُوا عَمَلَهَا وَلَهُمْ نِصْفُ الثَّمَرِ فَقَالَ لَهُمْ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ نُقِرُّكُمْ بِهَا عَلَى ذَلِكَ مَا شِئْنَا فَقَرُّوا بِهَا حَتَّى أَجْلَاهُمْ عُمَرُ إِلَى تَيْمَاءَ وَأَرِيحَاءَ
ከምኡ’ውን ብ[መሓመድ ቢን ራፊዕ]ን [ኢሻቕ ቢን መንሱርን] ዝተነግረኒ ኮይኑ እቲ ካብ ኢብን ራፊዕ ዝተተርጎመ ክልቲኦም ከምዚ ክብሉ ከለዉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱር ራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ጁራይጅ] ንዓይ [ሙሳ ቢን ዑቕባህ] ካብ [ናፊ'] ካብ [ኢብን ዑመር] ዑመር ቢን ኸስታብ ንኣይሁድን ክርስትያንን ካብ መሬት ሂጃዝ ከም ዝሰጎጎም ነጊሩኒ ኣሎ። ብሓቂ ድሕሪ ምውራር ኸይባር ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንኣይሁድ ካብታ ሃገር ከባርሮም ሓሲቡ ነበረ፣ ምኽንያቱ ሓንሳብ ምስ ተሳዓረት እዛ ሃገር ናይ ኣላህን ናይ ረሱልን ስለ ዝነበረት ናይ ኣስላም ብሓፈሻ እያ ነይራ። ስለዚ ድማ እዩ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንኣይሁድ ካብታ ሃገር ከባርሮም ዝሓሰበ፣ ኣይሁድ ግን ንረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብኡ ክጸንሑ ንሕርሻዊ ንግዶም ክቕጽሉ ክፈቕደሎም ለመኑ፣ ምስቲ ቅድመ ኩነት፤ ፍርቂ ካብቲ ዘፍርይዎ ፍረ ሃቦም። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በሎም: ‘ክሳብ እቲ እንደልዮ ግዜ ምስ ከምዚ ዓይነት ኩነታት ክትጸንሑ ክንፈቅደልኩም ኢና’። ስለዚ ዑመር ናብ ታይማ`ን ኣሪሓ`ን ዝሰጎጎም ግዜ ክሳብ ዝበጽሕ ኣብኡ ጸንሑ።