Imam Malik : 1565
حَدَّثَنِي مَالِك عَنْ الْوَلِيدِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ صَيَّادٍ أَنَّ الْمُطَّلِبَ بْنَ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ حَنْطَبَ الْمَخْزُومِيَّ أَخْبَرَهُأَنَّ رَجُلًا سَأَلَ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَا الْغِيبَةُ فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنْ تَذْكُرَ مِنْ الْمَرْءِ مَا يَكْرَهُ أَنْ يَسْمَعَ قَالَ يَا رَسُولَ اللَّهِ وَإِنْ كَانَ حَقًّا قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا قُلْتَ بَاطِلًا فَذَلِكَ الْبُهْتَانُ
ማሊክ ካብ [ኣል ወሊድ ቢን ዓብደላ ቢን ሻያድ] [ኣል ሙተሊብ ቢን ዓብደላ ቢን ሓንታብ ኣል መኽዙሚ] ከም ዝጸብጸቦ፡ ሓደ ሰብኣይ ከም ዝነበረ ንረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም፡ ‘እንታይ እዩ ድሕሪት ምጽራፍ’ ኢሉ ዝሓተቶ ሰብ ከም ዝነበረ ነጊሩኒ። ድሕሪኡ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ መለሰ: ንሓደ ሰብ ክሰምዖ ዝጸልእ ነገር ትዛረቦ’። እቲ ሰብኣይ መሊሱ ሓተተ፤ 'ኦ ረሱል ዋላ እቲ ዝተባህለ ሓቂ ይኹን' ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በሎም: 'እቲ እትብሎ ሓሶት እንተኾይኑ ሓሶት እዩ'።