Imam Malik : 1484
و حَدَّثَنِي عَنْ مَالِك عَنْ نَافِعٍ أَنَّ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ عُمَرَاكْتَوَى مِنْ اللَّقْوَةِ وَرُقِيَ مِنْ الْعَقْرَبِ
ካብ ማሊክ ካብ [ናፊዕ] [ዓብደላ ቢን ዑመር] ብሰንኪ ኣብ ገጹ ዝነበረ ቃንዛ ብካይ ሜላ ተጠቒሙ ሕክምና ከም ዝረኸበን፡ ብሰንኪ ምውቃጥ ዕንቅርቢት እውን ሩቕያ ከም ዝነበሮን ተነጊሩኒ ኣሎ'።