Imam Malik : 1298
حَدَّثَنِي مَالِك أَنَّهُ سَأَلَ ابْنَ شِهَابٍعَنْ الَّذِي يَعْمَلُ عَمَلَ قَوْمِ لُوطٍ فَقَالَ ابْنُ شِهَابٍ عَلَيْهِ الرَّجْمُ أَحْصَنَ أَوْ لَمْ يُحْصِنْ
ማሊክ ሓደ እዋን ን[ኢብኑ ሺሃብ] ብዛዕባ እቲ ተግባራት ህዝቢ ነቢይ ሉጥ ዝፈጸመ ሰብ ከም ዝሓተቶ ነጊሩኒ ኢሉ መሊሱ፤ 'ተመርዓወ ኣይሃሉ ብዳርባ እምኒ ክቕተል ኣለዎ'።