Orang kaya yang menunda-nunda pembayaran hutang adalah satu kezaliman
Imam Malik : 1181
حَدَّثَنَا يَحْيَى عَنْ مَالِك عَنْ أَبِي الزِّنَادِ عَنْ الْأَعْرَجِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَأَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ مَطْلُ الْغَنِيِّ ظُلْمٌ وَإِذَا أُتْبِعَ أَحَدُكُمْ عَلَى مَلِيءٍ فَلْيَتْبَعْ
ያሕያ ካብ ማሊክ ካብ [ኣቡ ኣዝ ዚናድ] ካብ [ኣል ኣዕራጅ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ከም ዝተነግረኒ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ከምዚ ኢሎም:- ሃብታም ሰብ ዕዳ ምኽፋል ዘደናጐየ በደል እዩ፣ ሓደ ካባኻትኩም ድማ ዕዳኡ ናብ ሃብታም ሰብ እንተ ኣሰጋጊሩ - ክምለሰሉ ዝኽእል - ይቕበሎ’።