Imam Malik : 1151
و حَدَّثَنِي عَنْ مَالِك عَنْ يَحْيَى بْنِ سَعِيدٍ أَنَّهُ سَمِعَ سَعِيدَ بْنَ الْمُسَيَّبِ يَقُولُقَطْعُ الذَّهَبِ وَالْوَرِقِ مِنْ الْفَسَادِ فِي الْأَرْضِ
ካብ ማሊክ ካብ [ያሕያ ቢን ሰዒድ] ካብ [ሰዒድ ቢን ሙሳያብ] ከም ዝበሎ ተሓቢሩኒ ኣሎ፤ 'ምቑራጽ - ምጉዳል ክፋላት - ወርቅን ብሩርን ሓደ ክፋል ናይቲ ኣብ ምድሪ ዘሎ ብልሽውና'ዩ።